ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ

አብዚ ዉድድር ክካፈል ዝደሊ መቕረቢ

1 ምስ ዘቅርቦ ኣቕሓ ዝተተሓዘን ናይ 2010 ወይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 አብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ /VAT/ ተመዝጋቢ ምኻኑን ዲክለሬሽን ዝኸፈለሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዓም ወይ ናይ ወርሒ መስከረም 2011 ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል

3 ንግብሪ ከፈልቲ ዝተዉሃበ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 አብያተ ዕዩ መንግስቲ ኣብዝፍፅምዎም ዕዳጋታት ንምክፋል አብ ዝርዝር መቕረብትን ዉሃበቲ ግልጋሎት ዝተመዝገበ ምኻኑ መረዳእታ ኣብ ሕድሕድ ስፔስፊኬሽን ማሕተም ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ሕክምና ኣቅሑት : መድሓኒታትን ኬሚካላትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፈርኒቸር ወይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ስፖርት ዕጥቅን ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ብ ስ.ፒ.ኦ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ኣቕሓ ወጋ 10% ዉዕሊ መክበሪ ኣትሒዙ ኣብ 3 ናይ ስራሕ መዓለቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ብናይ ባዕሉ መጓዓዚ ኣቀሑት አታዊ ክገብር ዝክእል ካብ 1/02/11 ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 30 (ሰላሳ ብር) ከፊሉ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ብምዉሳድ ዝወዳደረሉ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናል ብኮፕን (ፖስታ) ክሳብ 16/02/11 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብር ይክእል

7 ጨረታ ዕለት 16/02/11ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 16/02/11ዓ/ም 4:30 ይክፈት

8 ጨረታ እንትክፈት ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንትርከብ ይምረፅ

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ሓበሬታ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408755 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል