ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ

1 ብዘርፉ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተሓሓዙ ትኽእሉ

2 ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒን ዘቐርብዎም መወዳዳሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ

3 ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቐርቡ እትኸእሉ

4 ጨረታ መኽበሪ 3000.00 ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ትኽእሉ

5 ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምሰራሕ ኣሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሸጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝክእሉ

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 08/01/2011 ዓ/ም -22/01/2011ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት

7 ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁፅሪ 0344-418556 ዓዲሓቂ ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ዝርከብ ናይ ጉድአት ኣካል ህንፃ 4 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 9 ምርካብ ይከኣል ። 

ተ.ቁ ዓይነት ፅገና መጠን በዝሒ ነፀላ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ መብርሂ
ብር ሳን ብር ሳን
1 ዝርዝር ፅገናታት
1.1 ናይ ተስሓቢ ቑልፊ ብናይ ባዕሎም ምቅያር ብቑፅሪ 1
1.2 ናይ ተስሓቢ ቑልፊ መፍትሒ ምቅራፅ
1.3 ናይ ተሽካርካሪ ወንበር ሃይድሮሊክ ምስትኽካል
1.4 ናይ ተሽከርካሪ ወንበር ክሪሎ ብናይ ባዕሎም መለዋወጢ ምቕያር
1.5 ናይ ፋይል ካቢኔት ቁልፊ ብናይ ባዕሎም ቁልፊ ምቕያር
1.6 ፋይል ካቢኔት ምፅጋን
1.7 መቅመጢ ወንበር ምፅጋን (ምብያድ)
1.8 ተስሓቢ ቁልፊ ሰርቪስ ንምግባርን ምፅጋንን
1.9 ሸልፊ ቁልፊ ምቅያር
1.10 ሸልፊ ቁልፊ ምፅጋን
1.11 ጠረቤዛ ምፅጋን
1.12 ማዕፆ ምፅጋን
1.13 ናይ ማዕፆ ቑልፊ ምቅያር
2 ሓዱሽ ንብረት ተዓዲጉ እንትኣቱ ፅሬቱ ምርግጋፅ
2.1 ወንበር
2.2 ጠረቤዛ
2.3 ሸልፍ
2.4 ፋይል ካቢኔት