ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ TIN ቑፅሪ ሰርተፊኬት ሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል::

3 ጨረታ ካብ ዕለት 18 /10 /2010 ዓም ክሳብ 28/ 10 /2010 ዓም ሰዓት 8:30 ክተቅርቡ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዕለት 28/ 10 /2010 ዓም ሰዓት 9:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344408714