ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

1 ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ እቶም ዝዉገዱ ንብረታት ዝሐዘ ዝርዝር 2 ገፅ ካብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 8 ብኣካል ብምምፃ ምዉሳድ ትክእሉ

2 እቲ ጨረታ ምልክታ ካብ 29 /9 /2010 ዓም ክሳብ 12 /10/ 2010 ዓም ን10ተ ተካታተልቲ መዓልቲታት ክፈቲ ኮይኑ ይፀንሕ

3 ናይቶም ዝሸየጡ ንብረታት ኩነታት ናብ ኮሌጅና ብምምፃእ ብኣካል ምርኣይ ትክእሉ ኢኩም

4 ተጫረትቲ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድም ደኩመንቶም ብፖስታ ብምእሻግ ነዚ ናይ መሸጣ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ክሳብ ዕለት ሰዓት ከእትዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 13/ 10 /2010 ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት 3:30 , 13/ 10/2010 ዓም ይከፈት

6 ተጫረትቲ ኣብቲ ናይ መክፈቲ ጨረታ ናይ ምርካብ መሰሎም ዝተሐለወ እዩ

7 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344 404592 ደዊልኩም ብምሕታት ወይድማ ኣብ 03 ቀበሌ መሰረተ ቤት ትምህርቲ ብኣካል ብምምፃእ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ኢኩም