ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ ግልፂ ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ

2 መቅረብቲ ድክልሬሽን ዝተሐደሰ

3 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4 ሰነድ መዕደጊ ዘይምለስ 100

5 ሰነድ ዝዉሃበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 22/8/2010 ዓም ክሳብ 3/9/2010 ዓም ሰዓት 11:30 ይከዉን

6 ግልፂ ጨረታ ሰነድ ዝክፈተሉ ጊዜ ዕለት 4/9/2010 ሰዓት 3:00 ይከዉን

7 ጨረታ መክበሪ ብስፒኦ 3000 ምስ ጨረታ ሰነድ ኣብ ፖስታ የእቱ

8 እቲ ጋራጋንቲ ባዕሉ ፂዒኑ ኣራጊፉ ብግሬደር መሽን በቲኑ ብሩሎ መሽን ደግዲጉ ከርክብ ዝክእል

9 እቲ ሓፁር ብናይ ባዕሉ ማተሪያል ሓፂሩ ከረክብ ዝክእል ይከዉን

10 እቲ ዝሕፀር ሓፁር ባዕሉ ኩዒቱ ብናይ ባዕሉ ማተሪያል ኮንኩሪት መሊኡ ዘርክብ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ዘቅርቦ መጠን ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስ መሰል አለዎ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እቲ ጋራጋንቲ ዝፈሶ ቦታ ይኩን እቲ ሓፁር ዝሕፀር ቦታ ቅደሚ ምጭራቱ ብኣካል መፂኡ ምርኣይ ዝክእል

መተሓሳሰቢ እቲ ጨረታ ወፂኡ ዘሎ ክልተ ዓይነት ስራሕ እዩ

ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥ ምካኑ ንሕብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0343390210 ምሕታት ይከኣል