ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል

1 ኣብዚ ክትሳተፉ ድልየት ዘለኵም ትካላት ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ ካብ እትጫረትሉ ዋጋ 5 ስፒኦ ከትሕዝ ፍቃድኛ ዝኮነ ንሕድሕድ ንብረት ነፀላ ዋጋ ብምቅማጥ ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝር መረዳእታ/Specification/ መሊእኩም ብምሃብ ናይዚ ደኩምንት ዝርዝር ትሕዝቶ ካብ ቤ/ሮ ቁፅሪ 3 መፂእኩም ክትወስዱ ትእክእል

1 ሐደሽቲኣብ ስራሕ ዘይዉዓሉ በዝሒ ዓይነት ንብረት -31

 2    ዘገልገሉ ግን ዝሰርሑ በዝሒ ዓየነት ንብረት- 45

3 ዘገልገሉ ዘይሰርሑ ምዕርራይ ብምግባር ጥቅሚ ክዉዕሉ ዝክእሉ በዝሒ ዓይነት ንብረት -37 እዩም

4 ዝኣቱ ሰነድ ዝትዓሸገ ፖስታ ኣድራሽ ንፁር ስልኪ ዘለዎ ክኮን ይግባእ

5 ሰዓራይ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዋጋ ብምክፋል ወፃኢ ይገብር

6 ዝወዳደር አካል ሕጊ ሕቶ ፎርማልቲ ዘማለአ ክኮን ይግባእ

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 9/8/2010 ዓም ክስብ 15/8/2010 ዓም

8 ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት ሰዓትን ዕለት 16/8/2010 ዓም ሰዓት ደኬሜንት ተዓሺጉ ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ይካየድ

9 ትካል ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ቤተ ክርስትይን ቅዱስ ሚካኤል ፈት ንፈት ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ ጎኒ ኢሚግሬሽን