ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓዲግራት

1 ስለዚ ሕጋዊ ግቡእ ዘመላእኩም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 19 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 2:30 ቅድሚ ቀትሪ ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት 8 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ሰነድ ጨረታ ካብ ኮንቲነር ቁፅሪ ሐደ ዘይምለስ 60 ቅርሺ እናከፈልኩም ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም

2 እቲ ጨረታ ዕለት 9 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

4 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344451013 0923493908