ኣግኣዚ ማእከል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ

ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ዝዋዳደሩ መቕረብቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1Â ምስቲ ዘቕርብዎ ኣቑሑት ዝተሐደሰ ናይ 2010 በጀት ዓመት ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድÂ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

2 አብ ተወሳኺ ታክሲ / VAT/ ዝተመዝገብኩም ምኮንኩም ናይ ወርሒ የካቲት 2010 ዓ/ም ዲክሊሬሽን ክተቕረቡ እትኽእሉን /VAT/ ተመዝገብቲ ጥራሕ ይወዳደሩ

3 ግብሪ መንግስቲ ከፋሊ ምኮንኩም ዘረጋግፅ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተዉሃበ መለለይ ቁፅሪÂ (TIN) Â መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእሉ

4 ኣብ ኣብያተ ዕዩ መንግሰቲ ንዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ ዝርዝር መቕረባይነት መረዳእታÂ ከቕርብ ዝኽእሉ::ኣብ ናይ 2010 ዓም ምርራ ዘካየደት መኪና ክትከዉን አለዋ

5 ጨረታ ቅደሚ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ብር 2,000 ብሲፒኦ /ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰዓሪ ምኮኖም ካብ ዝግለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 % መኽበሪ ዉዕሊ ብስፒኦ ኣትሒዞም ዉዕሊ ብምእሳር ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ትካልና ከቕርቡ ዝኽእሉ::

7 ጨረታ ዕለት 21/07/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ 21/07/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይክፈት::

8 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 20 ብር

9 ጨረታእንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዘለወሉ ዝክፈት ኮይኑ ግና ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ እዋን ምክፋት ጨረታ ብዝይምህላዎም ምኽፋት ጨረታ ኣይጋተትን::

10 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፈል ናይÂ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወÂ እዩ:: ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344431053/0829 ደዊልካ ምሕታት ይከአል ::