ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓዲግራት

1 ብመሰረት እዚ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ካብ 30 የካቲት 2010 ካብ ሰዓት 2:30 ጀሚርኩም ክሳብ 19 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ምምሕዳር ከተማ አዲግራት ናይ ክልቲኦ ካብ ኮንቲነር ቁፅሪ 1 ናማፃእኩም ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዕዳግ ትክእሉ

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ 20 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 4:00

3 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 20 መጋቢት ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣክ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባለን ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344451013