ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

1 በቲ ዘርፋ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

3 ዝተሐደሰ ኣብ ናይ ፋይናንስ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም

4 መረዳእታ ዋንነት ባዓል ንብረት ሌብሬ ዘቅርብ           

5 መጎዓዚያ ህዝቢ ኮይና 46 ህዝቢ እትሕዝ መኪና ዘለዎ

                             

 6 መረዳእታ ኤንሹራንስ ዝሐዘ

7 ዘድሊ ንብረትን ዝተፈላለዩ ዋፃኢታት መኪና ሙሉእ ብሙሉእ በዓል ንብረት ይሽፍን

8 ኩሉ መረዳእታት ቅዳሕ ብምግባር ምስ መቅረቢ ዋጋ ዝርዝር ሰነድ ብምትሕሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳጥን ጨረታ እንተእትዎዎ ዋና መረዳእታኩም ግና ኣብ እዋን ምክፋት ጨረታ ሒዝኩም ክትቀርቡ እትክእሉ

9 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ንብረትን ክትወስዱ ትክእሉ

10 ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ምካንኩም ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉን

11 መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ሲፒኦ ወይ ድማ ቼክ 5000 ቅርሺ ክተትሕዙ እትክእሉ

12 ጨረታ ዝዕፀወሉ 14 መጋቢት 2010 ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 14 መጋቢት 2010 ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን

15 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

15 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348500071 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።