ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ/TIN numbr/: ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 28/6/2010 ዓም ክሳብ 12/7/2010 ዓም ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/7/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻና ከተማ መቐለ ቐበሌ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 7335 ምርካብ ይከኣል