ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን

ናይ ቅድን ስፌትን መኪና መቀያየሪ አቁሑት :ናይ ፅሕፍት መሳርሒ: ናይ ሕትመት አቁሑት :ናይ ኤለክትሮኒክሰ አቁሑት: ፈርኒቸራት: ናይ ስነ ፅባቀ አቁሑት(ኮስሞቲክስ) :ናይ ህንፃ መሳርሒን ማሽሪታትን :ናይ ፅሬት መሳርሒ አቁሑት :ዝትፈላለዮ መፅሓፍቲ መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ

ጨረታ 07 /07/ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:00 ይክፈት ኣድራሻ 03 ታክሲ መወዳእታ ጥቃ ጥዕና ቢሮ ስቁ 0344419498