ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2010 ዓ/ምንግዲፍቃድዘሐደሱን

2 ጨረታ ኣብ ዝከፈተሉ እዋን ሐደ ዋናን ቅዳሕነ ከቅርብ ዝክእል

3 ብተዋፈር ምካኑ ዝተዉሃቦ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ካርድ ጨረታ ኣብ ዝከፈተሉ እዋን ሐደ ዋናን ቅዳሕነ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ ናይ መንግስቲ ግዝኢት ግልጋሎት ንምሃብን ንምስታፍን ዝተዉሃቦ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረብቲ ካርዲ ጨረታ ኣብ ዝከፈተሉ እዋን ሐደ ዋናን ቅዳሕነ ከቅርብ ዝክእል

5 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ 5000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምስ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ዝእትዉ

6 እቲ ጨረታ ኮነ ኢላ ዘዛብዕ ከጭበርብር ዝፈተነ ካብቲ ጨረታ ክወፅእ ተገይሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ብናይ ክልል ትግራይ ዕድጊት መምርሒ ዝደንገጎ ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን

7 ድሕሪ ጨረታ ምካፈቱ ዝኮነ ይኩን መመሓየሺ ኣብ ሰነድ ጨረታ ምግባር ብፍፁም ኣይፍቀድን

8 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንበረት እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ማዓለቲ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምም ንብረትን ብአካል ቀሪቡ ዉዕሊ ይኣስር

9 ኣክ ከይዲ እቲ ጨረታ ቅሬት እነተሃልዎም ጨረታ ዉሳነ ከብ ዝረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 3 ተከታተለቲ መዓልቲ ጥራሕ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቅሬትኡ ብፅሑፍ ከቅርብ አለዎ

10 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 6 ለካቲት 2010 ዓም ክሳብ 21 ለካቲት 2010 ዓም ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምም ንብረትን ሰነድ ጨረታ ወሲዱ ዋጋ ብትክክል መሊኦም ንዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዋናን ዳሕን ብፖስታ ዓሺጎም ክእትዉ ይክእሉ

11 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንበረት ጠቅላላ ዋጋ 10 መእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል

12 እቲ ሆስፒታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እቲ ሆስፒታል 20 ምእታዊ ናይቲ ዝተስዓረ መጠን ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎ

14 እቲ ጨረታ 21 ለካቲት 2010 ዓም ዓት 8:30 ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርከተማ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344452201