1 በዚዘርፋ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 መለለዩቁፅሪከፈልቲግብሪዘለኩም
3 ዝተሐደሰ ኣብ ናይ ፋይናንስ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም
4 ናይዚ ዘፈር ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዘለኩም
5 ኩሉ መረዳእታኩምቅዳሕብምግባር ናብቲ ቤት ፅሐፈት ዳጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንበረት ምምሕዳርን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይ ዓይኒ ሸራሮ ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሕሓ ዝዓሺግኩም ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ተእትዉ
6 ሰነድ ጨረታዘይምለስ 30 ቅርሺብምክፋልካብሆስፒታልማይኒሽራሮከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምዳርንብረትንክትወስዱትክእሉ
7 ኩነታት መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ብናይቲ ሆስፒታል ወፃኢ ዝሽፈን ይከዉን
8 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ 60 ተከታታልቲ መዓልቲ ይከዉን
9 ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ምካንኩም ምስተፈለጠ ኣብዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉን ካብ ዝሰዓርክምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ስፒኦ 10 ሚእታዊ ክተትሕዙ ትክእሉ
9 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዘከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይሕጋዊሲፒኦ ወይ ድማ ቼክ 5000 ቅርሺ ክተትሕዙ እትክእሉ
10 እቲ ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝኮነ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ መሰል አለዎ
11 ሰነድጨረታካብ 29 ጥሪ 2010 ዓ/ምክሳብ 13 የካቲት 2010 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱትክእሉ
12 ጨረታ ዝዕፀወሉዕለት 13 የካቲት 2010 ዓ/ምሰዓት 4:00 ቅድሚቀትሪኮይኑጨረታዝክፈተሉዕለት 13 የካቲት 2010 ዓ/ምሰዓት 4:30 ቅድሚቀትሪይከዉን
13 ናይ ነብሰ ወከፍ ዋጋ አብናይ ባዕልና መቅረቢ ዝርዝር ሰንጠረዥ ብፅሬትን ብንፁርን ክምላእ ይግባእ
14 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
15 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0348500071 0348500074 ደዊልኩምምሕታትይከኣል።