ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ናይ 1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉንዝተሓደሰ ንግዲፍ ቃድን :ናይመቅረባይመፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረትዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ ኤጀንስን ክፍሊ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብዕለት 28/05/09 ዓ/ምጀሚሩ 30 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ /CPO/ ብር 3000.00 /ሰለስተሽሕብር / ከትሕዝ ዝኽእል ትክእል::
4 እቲ ጨረታዕ ለት 28 /05/09 ተጀሚሩዕለት 12/06/09 ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪሰዓት ይዕፀዉ::

5 ጨረታ ዕለት 12/06/09 ዓ/ምሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብዘለዉዎ አብ ቢሮቁፅሪ 109 ይኽፈት::

6 ነቲ መፅሓፍቲ አብዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘረክብ::

7 ቢሮና ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእይኹን ብኽፋልናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መለ ፊት ንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃምደስታ ቀደማይደብሪ::

9 ንተወሳኪ ሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታትይከኣል::