ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ ጨረታ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 1% ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

3 ጨረታ ሰነድ ኣታዊ ዝግበረሉን ዝክፈተሉን ኣብ ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ 4ይ ደብሪ ቢሮ 9 እዩ

4 ሰዓራይ ምኮኖም እንተፈሊጦም ኣብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናይ ዘሸነፍዎ ንብረት ጠቅላላ ክፍሊት አታዊ ዝገበርሉ ደረሰኝ ብምትሓዝ ኣብ ዓዲ ሓ ካብ ዝርከብ መክዝን ናይ ትካልና ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ከልዕሉ ዝክእሉ

5 ተጫራታይ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ገንዘብ ኣታዊ ክገብሩ ተዘይክኢሎም ዘትሓዝዎ መክበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 27/3/2010 - 6/4/2010 ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 6/4/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብ ይኽፈት ::

7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉÂ ዝተሐለወ እዩ::

  • ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556 ምርካብ ይካአል እዩ::