አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት  ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ  ቀወምቲ ኣቁሕት ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት

  • ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2006 / ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
  • ብዝወፀ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ
  • ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
  • ተጫረቲ  ቅድሚ ፖስታ ምክፋቶም ጨረታ  መክበሪ ናይ ዝእተዉዎ ጠቅላላ ዋጋ  2% ብዝተረጋገፀ ወይ ድማ  ብጥለ ገንዘብ አብቲ ዕለት ጨረታ ዝክፈተሉ ከትሕዝ ዝክእል
  • ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 /ዒስራ ብር/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ካልኣይ ደበሪ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ክዕድግ ዝክእል
  • ጨረታ ሰነድ ዝዕደገሉ ካብ ዕለት 19/06 /2007 - 30/06/2007 /
  • ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/06/2007  ዓ/ም ሰዓት 6:00
  • ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 30/06/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣበ ዝተለከብሉ ኣበ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ዝክፈት ይኸዉን
  • ቤት ፅሕፈትና  ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

  • ምስ  ሰላምታ "
  •                          ማይክሮ ፋይናንስ አ / ማ