ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

ኒዉሚለንየምኮሌጅ

ን 2ጊዜ ዝወፀ ናይ ሰራሐተኛ ደነቢ ክዳን ጨረታ

ኒዉሚለንየምኮሌጅናይሰራሕተኛታትደንቢክዳንብጨረታአወዳዲሩከዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡንክትወዳደሩይዕድም::

1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ  5% ብ  CPO  ከትሕዝዝኽእል::

2  ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ  30.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::

3  እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋንካብዕለት ለካቲት 17 ክሳብ  27/2007 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ ለካቲት  27/2007 ዓ/ም  ሰዓት  4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብዝተረኸብሉ ይከፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝእግድ ነገር የለን::

4  ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ 1 መዓልቲዉዕሊይአስር ::

5  ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ /CPO/ ናብኒዉሚለንየምኮሌጅኣታዊይኸዉን ::

6  ተጫረቲቲንቑፅሪንግዲምዝገባከቕርቡይግባእ ::

7 ተጫረትቲናይ  2007ዝተሐደሰ  ንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::

8   ተጫረትቲአብሞያስፌትዓለባዝተዋፈሩክኾኑይግባእ ::

9 ተጫረቲቫትተመዝገብቲእነተኾይኖምናይዘቕርብዎዋጋምስቫቱሐዊሶምከቕምጡይግባእ::

10   ተጫረቲቫትተመዝገብቲእነተኾይኖምቫትዲክላሬሽንከቕርቡይግባእ::

11  ተጫረቲሕጋዊደረሰኝዘለዎመክኾኑይግባእ  ::

12ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዪ::

ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ  0344419789/410465 /406144 ደዊልካምሕታትይካአል ::

ናይ ሰራሕተኛ ደንቢ ኽዳን ስፐስፍኬሽን

ተቑ

ዓይነት ኣቅሓ

መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

ናይ ሓደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ጉርድን ኮትን

ብ ሳምፕል መሰረተ

ቑፅሪ

09

 

 

2

ቐምሽ ዉሽጢ

ጎጎራ

ቑፅሪ

09

 

 

3

ጋዎን

ብ ሳምፕል መሰረት

ቑፅሪ

09

 

 

4

ጉባን ስረን

ብ ሳምፕል መሰረት

ቑፅሪ

13

 

 

5

ሸሚዝ

ዝተፈላለዩ  ሕበሪ

ቑፅሪ

13

 

 

6

ቆቢዕ

ብ ሳምፕል መሰረት

ቑፅሪ

13

 

 

7

ኮምፕላስዩን

ብ ሳምፕል መሰረት

ቑፅሪ

02

 

 

                ድምር