አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

ማይ ብቦቴ ከቅርብ ዝክእል

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 ናይ ዘመኑ ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ወርሓዊ ዲክላሬሽን ዘቅርብን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገበን

4 ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብዘዉፀኦ መምረሒ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም ዝተሐደሰ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ንሕድ ሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 20 ካብ ኣከዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 0 -06 ካብ ዕለት 1/03/2010 ዓም እስካብ 15/03/2010 ዓም ኣበ ዘሎ ጊዜ ምግዛእን ትክእሉ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ዕለት 15/03/2010 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

10 ኣካዳሚና ካብ ዝቀርበሉ ማይ ከምኣድላይነቶም 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል እዩ

11 ኣካዳሚና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 03 44 40 19 89 ምሕታት ይከአል እዩ

ንርከበሉ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 መምህራን ኮለጄ ዝነበረ