ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
  2. ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
  3. ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
  4. ጨረታ ሰነድ 60 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
  5. 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
  6. ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ዘረክብ
  7. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 2/13/2009 ዓ/ም እስካብ 11/01/2010 ዓ/ም ይኸዉን::
  8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/01/2010 ዓ/ም ሰዓት 5:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 11/01/2010 ዓ/ም ሰዓት 5:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
  9. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
  10. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
  11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
  12. እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉእ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914092966Â ይደዉሉ::