ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ባህላዊ ኣዳራሽ በዓል ደብሪ 122 ካ/ሜ ስፍሓት ዘለዎ ንዝተፈላለዩ ጥቅሚ ዝውዕል 47 ካ/ሜ ስፍሓት ዘለዎም ክልተ ክፍሊ ገዛ ክሽነ ዘመናዊ በርኔርን ምጎጎን 54 ካ/ሜ ስፍሓት ዝተፈላለዩ ክልተ ክፍሊ ሀዛን ክለተ ናይ ቖርቖሮ ምኽዝን መካበብያ ዘለዎ ጨረታ ሰንድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 01/09/2006 ክሳብ 11/09/2006 ዓ/ም ይኽውን። ናይ ጨረታ ሳንድቕ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/09/2006 ክሰዓት 6፣00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ 11/09/2006 ሰዓት 8፣30 ይኸወን ኣጫረቲ ክተከሪ ስልዝደለየት ክትካረዩ እትደልዩ ነዚ ዘንቀሳቅስ ካፒታል ዘለኩም ንክትውዳደሩ እናዓደመት ንተወዳደርቲ ክማእዎ ዝግባእን ካልኦት ነቲ ጨረታ ዘድሊ ዝርዝር መረዳእታ ዘሓዘ ሰነድ ጨረታ ኣብ ጥቃ ፖሊስ ኮምሽን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቢሮና ቍፅሪ 03 ዘይምልስ ብር 100.00 ከፊልኩም ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ መቐለ