ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

ስለዚ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕደም

 ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓ/ም ዘሐደሱን

 ተጫረቲ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

 ቫት ምዝጉባት ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሓምለ ፀብፃብ ዝገበረ

 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 10 /03 /2009 ዓም ክሳብ 25 /03 /2009 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ምዉሳድ ይከኣል

 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

 ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ አቅርቢዎ ቆፂሩን ዘረከብ ኮይኑ መኪና መጋዕዝያ አይሕተትን

 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 25/03/2009 ዓ/ም  ሰዓት 4:30 ይክፈት

 እቲ ርካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914103656/ 0914494430/ 0914122690 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ