ሆስፒታል መቐለ

በዚ መሰረት ንክትወዳድሩእትደሊዩሕጋዊያንነጋዶንክትወዳደሩእናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ::

  1. ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር "ኣብሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ንዝተመዝገቡ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
  2. ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ብር 50 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
  3. ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ::
  4. ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር 1000 ኦርጅናልን ኮፒን ከትሕዙ ዝክእሉ::
  5. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይ ኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
  6. እቲ ጨረታ ዕለት 4/02/2009 ዓ/ም ሰዓት4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
  7. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
  8. ተጫረቲ ዝመልእዎዋ ጋ ብናይ ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢተቀባልነትን የብሉነ::
  9. ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ/ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
  10. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡÂ ::
  11. ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 03 44 40 02 46Â Â ምሕታትይካኣል

Â