ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ

ሎት ሓደ ናይ ሕትመት ስራሕቲ

ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት አቁሑት

ሎተ ሰለስተ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት

ሎት ኣርባዕት ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ስራሕተ

ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ህንፃ

ሎት ሽዱሽተ ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስ መሰርሒ

ሎት ሸዉዓተ ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑ

ሎት ሾመንተ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት

ሎት ትሸዓንተ ዝተፈላለዩ ንብረት ምጉዕዓዝ Â

ካብ ሎትሓደ ክሳብ ሎት ትሽዓንተ ዘለዉ በቢዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ኣቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ

  • ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምምፃእ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 21 መስከረም 2009 ዓም ክሳብ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ይክፈት

ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል

  • ቤት ፅሕፈትና በቲ ዝወፀ ጨረታ ካልእ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510721 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â