ማእከል ምርምር ሕርሻ ማይ ፀብሪ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ማእከል ምርምር ሕርሻ ማይ ፀብሪ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሕት ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሓታት ብምምላእ ተዳሐሒዙ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰንድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥ::

ሎት 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት

ሎት 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ

ሎት 3 ናይ ህንፃ መሳርሒ

ሎት 4 ናይ ምርምር ኣቑሑት

ሎት 5 ናይ ፅሬት ኣቑሕት

01 ብተዛማዲ ስራሕ ዝትሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእልን አብ ናይ መቅረባይ ዝተመዝገበን ግብሪ ምኽፋሉ ምስክር ወረቀት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል::

02 ናይ ጨረታ መትሓዚ ብር 2000 /ክልተ ሽሕ/ ብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ማይ ፀብሪ ዝተሰረሐ ከትሕዙ ይግባእ::

03 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝገብትን ናይ ወርሒ መስከረም 2007 ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ አለዎም::

04 ተጫረቲ ምእከል ምርምር ሕርሻ ማይ ፀብሪ ዘዳለዎ ፎርሚ ብትካልኩም ኝም ቃለ መሐላ ፈሪሞም ከቕርቡ አለዎም::

05 እቲ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ኸቅርብ ዘለዎ እንትኸዉን ዋንኡ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስለጣን ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ዝተመዝገበሉ ቃለ መሓላ ናይ አቀራባይ ምዝገባ ወረቐት CPO ወዘተ ሀድሊ ሰነድ ብኦርጅናልን ዶክመንትን ከተሓሕዝ አለዎ

06 ሰነድ እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 09 ዘይምለስ 20 ዕስራ ብር ከፊሎም ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአሉ ከምኡ ዉን ተጫረቲ ብዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፈርማን አድራሻን ክገልፁ አለዎም

07 ጨረታ ከተዓናቅፉ ዝሞከሩ ተጫረቲ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ከምዝኮኑ ዘትሓዝዎ ዉሕስና መኽበሪ ጨረታ ኸምዝዉረስን ንቐፃላይ ጨረታ ካይሳተፍ ይግበር::

08 ተጫረቲ አብ ጨረታ ሰነድ መብረሂ ወይም ምምሕያሽ ሕቶ እንተሃሊዎም ቅድሚ ካብ ዝተወሰነ ግዜ ገደብ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 44 05 49 ክሓቱ ይክአሉ::

09 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 04/ 03 /2007 ዓ/ም እስካብ 23/ 03 /2007 ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 23 / 03/ 2007 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ አብዚ ዕለት እዙይ ማለት እዉን 23 //03 2007 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ አብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ይኸፈት ይኹን እምበር ተጫረቲ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ጊዜ እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት አይትኣጎጎልን::

10 ማእከል ምርምር ሕርሻ ማይ ፀብሪ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::