ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ

1 ሕጋዊ ናይ በቢዘርፉ ኣቀርቦት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግበሪ ዝከፈልኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ /ቲን/ ካርድን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ዘለኩም ዝተሐደሰ ናይ መቀረባይነት ካርድ ዘለኩምን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሰነ ዲክላሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ንሐደ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ብምምላእ ካብ ዕለት 12/12/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/12/2008 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

ንተወሰኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344430083 ምሕታት ይካእል