ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ

ስለዝደሊ Â ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግቡኡ ረቋሕታት

ናይ 2008 ዓ ም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2009 ዓ ም ፍቃድ ዘሐደስኩምን

ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

ናይ 2008 ዓ ም ዘሐደስኩምን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላየነት ክተቅርቡ እትከእሉ

ተጫረቲ እተቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ኣብ ዘሎ ቅፅሪ ክምላአ ኣለዎ

ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ብምክፋል ካብ ዕለት 29 ሓምለ 2008 ዓ ም ጀሚሩ ክሳብ 13 ነሓሰ 2008 ዓ ም ብምምፃእ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታየ ኣድያቦ ንኡስ ከይዲ ዕደጋ ክትወስዱ ትክእሉ

መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብ ሲፒኦ 5000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

እቲ ጨረታ ካብ 29 ሓምለ 2008 ዓ ም ክሳብ 13 ነሓሰ 2008 Â ዓ ም ኣብ አየር ይፀንሕ

እቲ ጨረታ13 ነሓሰ 2008 Â ዓ ም ሰዓት 4 00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ተጫረቲ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500231 ወይንከዓ 0345500005 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።