ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

  1. በቲ ዓዉዲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
  2. መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ምስክር ወረቀት ዘለኩም
  3. ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም
  4. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም
  5. ዝተሓደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ዘለኩም
  6. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምምሕዳርን ክትወስዱ ትክእሉ
  7. ካብ ዝሰዓርኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረገንዘብ ወይድማ ካብ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ሕጋዊ ሲፒኦ ወይዉን ቼክ 10% ክተትሕዙ ይግባእ
  8. ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝከዉን ብጥረገንዘብ ሕጋዊ ሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፂ መአዘዚ ሕጋዊ ቼክን አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ 5000 ቅርሺ ክትትሕዙ ይግባእ
  9. ሰነድ ጨረታ ካብ 25 ግንቦት 2008 ዓም ክሳብ 9 ሰነ 2008 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ
  10. እቲ ጨረታ 9 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 9፡ 30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10፡ 00ይክፈት
  11. ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይከዉን
  12. እቲ ቤት ፅሕፈት ሰዓራይ ኣብ ዝመረፀሉ እዋን ዝግዛእ ንብረት ከምአድላይነቱ ካብ ነፍስወከፍ ነፀላ ንብረት 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ምንካይ መሰል አለዎ
  13. ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ በምግባር ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሕሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ክትእትዉ ይግባእ
  14. መጋዕዝያ እቲ ትካል ይሽፍን

መተሓሳሰቢ

ነፍስወከፍ ናይ ንብረት ዋጋ ኣብቲ ናይ ሆስፒታል መቅረቢ ሰንጠረዠ ብፅሬትን ብንፁሩን ክምላእ ይግበእ

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

0348500071 /0348500074 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â