ቁፅሪ ኮ/ቴ/ሞ/ኮ/ዕ/ፋ/2151/17
ዕለት 16/08/2017 ዓም
ምልክታ ግልፂ ጨረታ መ 01/2017
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕለ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
1. ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን አቁሑት
2. ናይ MOTOR CYCLE
ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግብኣኩም ረቑሓ
1. ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም።
2. ናይ ዘመኑ ግብሪ ኸፊልኩም በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፤ መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ነበር መረዳእታ ዘለኩም።
3. ናይ ወርሒ መጋቢት ናይ 2017ዓ.ም ቫት ዲክላሬሽን ከቅርብ ዝኸእል
4. መኸበሪ ጨረታ ንሕድ ሕዶም 15000/ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ) ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ይግባእ።
5. ዝሰዓርክምዎ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ተቕርቡ ትኸእሉ
6. ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድ ሕዶም 100.00 / ሓደ ሚኢቲ ብር/ ዘይምለስ እናኸፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 17/08/2017ዓ.ም ክሳብ ዕለት 04/09/2017ዓ.ም ካብ ኮሌጅና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ብምውሳድን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባርን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገበሩት ኸእለ ።
7. እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ብዕለት04/09/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ተዓሸጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይኸፈት ።
8. ናይ ውዕሊ መኸበሪ ካብ ዘሸነፍክምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ክተትሕዙ ይግባእ ።
9. ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ።
ምስ ሰላምታ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን
ንዝበለፀ ሓበሬታ -09 27 75 83 91/09 30 47 91 61