1 ብመደበኛ ጨረታ ንድርጅት ዝዉዕሉ 30 ቦታታት : ንመንብሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 146 ቦታት ብጠቅላላ ድምር 76 ቦታታት
2 እዚ ጨረታ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ 18/7/2017 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቀማ ምሕደራ መሬት ከዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ ሸራሮ እንዳመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ
3 ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድለይ ዘበለ ብምምላእ ብስፖስታ ዓሺጎም ብምእታዉ ክትጫረቱ ክነፍልጥ ንፈቱ
4 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቀማ ምሕደራ መሬት ከዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ ሸራሮ