ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

  • · ንጉሆ መእታዊ ካብ ሰዓት 1:30 ንጉሆ ካብ ሰብዓ ካሪ: 22 :ቀልቀል ደብሪ መብፅሒ ቦታ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሰዓት 2:00
  • · ምሸት ሰዓት መዉፂኢ ካብ ሰዓት 11:15 መበገሲ ቦታ ካብ ፋብሪካ መብፅሒ ቦታ ቀልቀል ደብሪ : ሰብዓ ካሪን : 22ን
  • · በፂሕካ መልሲ ከሎሜትር 40
  • · ንጉሆ መእታዊ 1:30 ንጉሆ  ካብ ሰብዓ ካሪ : ደንጉር ቻይና ካምፕ መብፅሒ ቦታ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሰዓት 2:00
  • · ምሸት ሰዓት መዉፂኢ ካብ ሰዓት 11:15 መበገሲ ቦታ ካብ ፋብሪካ መብፅሒ ሰብዓ ካሪ : ደንጉር ቻይና ካምፕ
  • · ንጉሆ መእታዊ ካብ 1:30 ንጉሆ ኩሓ : ኣይናለም መብፅሒ ቦታ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሰዓት 2:00
  • · ምሸት ሰዓት መዉፂኢ ካብ ሰዓት 11:15 መበገሲ ቦታ ካብ ፋብሪካ መብፅሒ ኩሓ : ኣይናለም

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 ብባዕል ሚዚ እቶት ዝተፈቀደሉ ቅብሊት ከቅርብ ዝክእል

3 ብዝምልክቶ ኣካል ዝተፈቀደሉ ሕጋዊ ቅብሊ ዘለዎ

4 በቢሮ መጎዓዝያን ክልልን ትግራይ ብማሕበር ተወዲቦም ደረጃ ብቅዓት መኪኖም ቀዳማይ ደረጃ ምካኑን ምዝጋበ ፍቃድ ዝተወሃቦም

5 ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ኣብዝህብሉ እዋን ዝኮነ ዓይነት ቴክኒክ ብልሽን እንተጋጥም ብህፁፅ ካሊ ሰርቪስ ክትክእ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ መከበሪ 10000 ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ብካሽ ከትሕዙ ዝክእል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 29/4/2025 ኣቆፃፅራ ኣዉሮፓ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

9 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085  0344405806