ምልክታ ጨረታ ዕንፀይቲ
በዝሒ ዘለዎ ዕንፀይቲ ኣሪትካ ምሻጥ ይምለከት
ትካል መቀለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ በዝሒ ዘለዎ ዕንፀይቲ ዝተፈለፀ ዕንፀይቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩምን ተጫሪትኩም ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ኣካላት ንቲ ንብረት በኣካል ብምርኣይ ናይ ጨረታ ትሓዚ 1000.00/ሓደ ሽሕ ብር/ ብምትሓዝ ኣብቲ ጨረታ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ይዕድም።
መተሓሳሰቢ
1- ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ ወይ ትካል ኣብ ውሽጢ 5ተ
2- ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 06/07/2017 ክሳብ 10/07/2017 ዓ/ም እዩ።
3- ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት11/07/2017 ዓ/ም ስዓት 3 ንግሆ አዩ
4- መ/ቤት ጨረታ ዘየዋፅኦ ኮይኑ እንተረኺብዎ በኸፊል ይኹን ሙሉእ ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኣደራሻ
- ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስት
ፊትንፊት ወረዳ እንደርታ ቤት
ጎኒ ኢምግሬሽን ቤ/ዕ