ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መድሓኒት ብፐርፎርማ ኣዋዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ተወዳደርቲ ተማልእዎ ረቃሐታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 2017 ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል
2. እንሹራንስ ዘለዎ
3. ሌብረ ዘለዎ
4. ፐርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 25/06/2017ዓ/ም ክሳብ 28/06/2017 ዓ/ም ይከውን ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 28/06/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ብተመሳሳሊ ዝክፈተሉ
5. 28/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኮይኑተ ወዳደርቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ቀቤሌ 15 /ዝርከብ ዋና ቤት ፅሐፈትና ይውን
6. ናይ ዝህብዎ ግልጋሎት 2% ሲፒ ከትሕዝ ዝክእል
7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኮይኑ ተረኪቡ ናይ ምስራዝ መብቱ ሕሉው እዮ