ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

ምልክታ ጨረታ

ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዘይህቡ ዝውገዱ ንብረታት ናይ ፅ/መሳርሕ + ናይ ፈርንቸር + ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ጎማን ባትሪን ቀናይ ህንፃ ቆርቆሮ +ኣብ ስቶር ሓደሽቲ ኮይኖም ግልጋሎት ዘይሃብን ግዚኦም ዝሓለፎምን ዝ/ዩ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ

• እቲ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ውሽጢ ግቢ ኤጀንሰ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ይርከብ ::

• ተጫራታይ መታወቂያ ኮፒ ክትሕዝ ኣለዎ::

• ዋጋ መምሊእ ደኩመንት ኦርጅናል ምስ ሓደ ኮፒ በበይኖም ተዓሽጎም ከቅርብ አለዎ:: ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ንፁርዋጋ ከቅምጥ አለዎ::

• መቅረብቲ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 21/06/2017ዓ/ም ክሳብ 05/07/17ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:30 ዘይምለስ ብር 100.00 /ሓድ ሚኢት ብር / ብምክፋል – ሰነድ ጨረታ ብምውሳድን ኣብ ዝተዳለወ ሳሁን ምእታዉ ይከኣል፡፡

• ዕለት 06/07/17 ዓ/ምሰዓት 3:30 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይዕሸግ ::

• ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 06/07/17ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት::

• እዚ ረታ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግት የለን::

• ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምኳኑ ደብዳቤ ምስ ተውሃቦ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ጠቅላላ ገንዘብ ኣታዊ ይገብር::

• መኽበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ 4000.00/ ኣርባዕተ ሽሕ ቅርሽ ቅድሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክቲሑዙ ኣለዎም።

• ሰዓራይ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ውሽጢ 10ተ መዓልቲ ተኻታሊ መዓልቲ ንብረቱ ጠቅልሎ ክውስድ ኣለዎ ::

• ንብረት ፈሊኻ ምውሳድ ኣይፍቀድን ::

• ኤጅንሲና ዝሓሸ ኣማረፂ እንትረክቡ እዚ ጨረታ - ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስርዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

• ኣድራሻና ኤጄንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብር ቁፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ መተጉ ዕደጋን ምም/ንብረት ተወሳኪ ሓበሬታ

• ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::