ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

ማለት እዉን ትሸዓተ ናይ ንግዲ ቦታ ገዛዉቲ ንኩሉኩም ነጋዶ እንትክዉን ሰለስተ ናይ ንግዲ ቦታ ድማ ንአካል ጉድአት ኩናትን ንስድራ ስዉኣትን ነጋዶን ይከዉን ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘለዎ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን ዘለዎም

2 ንቲ ናይ ንግዲ ገዛ ፅገና ዝድልዩ እንትዳኣ ኮይኑ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ አፀጊኑ ንምክራይ ዝክእል

3 ኣብ ናይ መንግስቲ ናይ ንግድ ኣብይቲ ጨረታ ዝሳተፉ ተጫረቲ ኣብ ናይ መንግስቲ ኣብያቲ ኣብ ዝተፈላለየ ምጭብርባርን ዘይሕጋዊ ስራሕ ዘይሰርሑ መጠንቀቅታ ዘይብሎምን

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 15 ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ነዚ ተባሂሉ ካብ ኢጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ አብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ካብ ዕለት 14/6/ 2017 ዓም ከሳብ 28/6/2017 ዓም ሰዓተ 9:00 ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 28/6/2017 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

6 ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተተረከቡ ይምረፅ ናይ ጨረታ መክበሪ 30000 / ሳለሳ ሽሕ ቅርሺ ስፒኦ/ ወይድማ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

7 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418512 / 0914778288/  0953023396