ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ናይዚ ዘበን 2017 ዓም ዝሐተደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ እዉን ከቅርብ ዝክእል : ዝተሐደሰ ሰርተፊኬት መቅረባይነት : ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ዝሐለፈ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ካብ ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ 12/6/2017ዓም ንክልቲኡ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ ንናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት 20000 ቅርሺ : ንናይ ቦቲ መኪና ግልጋሎት ኪራይ ምቅራብን 15000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ  ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ቼክ ናይ ባንኪ ጋራንቲ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/6/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ማለት እዉን 27/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ብዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡ ይግባእ

6 ናይ ማይ ቦቲ መከና 16 ልዕሊኡን ሜትሪ ኪዩብ ክሕዝ ትክእል ክትከዉን አለዋ

7 ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነት ዘይቅርብ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

8 ብውድድር ዝሰዓረ እቲ ትካል ኣብ ዝመረፆ ሓምለዋይ ቦታ ከስቲ ፍቃደኛ ዝኮነ

9እቲ ጨረታ ዝዕፀወን ዝክፈተሉን ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዕለት ዝክፈት ይከዉን

10 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

 ኣድራሻ ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ትልሚ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን እዩ

11 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914747482 / 0914414232 / 0914767875