1 ተጫረቲ ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግድን ዘለዎም ዘሐደሱን ክኮኑ ይግባእ
2 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡ : መለለይ ከፈላይነት ግብሪ ዝተመዝገቡ ወረቀት ምስክር ከቅረቡ ዝክእሉን : ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ናይ 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም
3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ክትሕዝ ይግባእ
4 ን ዝተዳለወ ናይ ተጫረታ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ 5/6/2017 ዓም ከሳብ 21/6/2017ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ
5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ 21/6/2017ዓም ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ 21/6/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት
6 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 ብተጫረቲ ዝምላእ ዋጋ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታስክ ተመዝገብቲን ዘይተመዝገብቲ ምዉድዳር ይከኣል እዩ
8 ነፍሰ ወከፍ እቲ ሰነድ ክቢ ማሕተም ፊርማን ክግበረሉ አለዎ
9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያን መፅዓንን ይወስዱ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0344401875