ፐርፎርማ ምልክታ
ንናይ ሕክምና ዘገልግሉ ኣቅሑ መቅረብቲ
ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | መለሊይ | መለክዒ | በዝሒ | ዋጋ ሓደ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | |||||
1 | ፈረስት ኤድ ኪት | ብቁፅሪ | ||||
2 | ፋሻ ሕክምና | ብቁፅሪ | ||||
3 | ጡጥ ሕክምና | ብቁፅሪ | ||||
4 | ጓንቲ ሕክምና | ብቁፅሪ | ||||
5 | መሕፀቢ(መዕረጊ) ቁስሊ | ኪሎ/ሊትር | ||||
6 | ጂቪ | ሊትር | ||||
7 | ፕላስተር ሕክምና | |||||
8 | ሽሓነ መሕፀቢ ቁስሊ | |||||
9 | ፎርስብስ |
➢ ናይ መቅራባይነት ፍቃድ ዘለዎ
➢ መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት(ቲን ናምበር)ምስክር ወረቐት የቅርብ
➢ ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የገልግል በቲ ዝቐረበ እፐስፊከሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምርሒ መሰረት ቅፅዓት ይውሰን
➢ ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ ኣያገልግልን
➢ ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ንብረት የረክብ
➢ ሰነድ ካብ ቤት ትምህርቲ ካብ ዕለት14-16/5/2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምፃ ምውሳድ ይከኣል
➢ እቲ ጨረታ ዕለት 17/5/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፂዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት
0344400066