ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

ኣፈ/መ/ቑፅሪ ፡ 2016/1265

ዕለት ፡- 12/05/2017 ዓ.ም

ምልክታ ጨረታ

ኣፈ/ከሳሲ ፡- ኪ/ማርያም ገሰሰና ልጆቹ ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር

ኣፈ/ተኸሳሲ ፡- ራማር ትሬዲንግ ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር

መንጎ ብዘሎ ክትዕ ኣፈፃፀም ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ጣብያ ማርታ ፍሉይ ቦታ ሓሚዳይ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ እንዳ ኣፈ ከሳሰ ኪ/ማርያም ገሰሰና ልጆቹ ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር መኽዘን ዝርከብ በዝሑ 3520 /ሰለስተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ዕስራን/ ባዶ ጥርሙዝ ዝሓዘ ናይ ዳሽን ቢራ ካሳ ብመበገሰ ዋጋ ንሓደ ካሳ ብር 555.00 /ሓሙሽተ ሚኢትን ሓምሳን ሓሙሽተን ብር/ ብጨረታ ክሽየጥ ስለዝኾነ ተጫሪቱ ክዕድግ ዝደሊ ዕለት 28/05/2017 ዓ.ም ካብ ሰዓት 3፡00 ክሳብ ሰዓት 6፡00 ኣብ ዝካየድ ጨረታ ኣብቲ ዝተጠቐሰ ቦታ ብምርካብ ንክጫረትን ውፅኢት ጨረታ ድማ ንዕለት 29/05/2017 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ክቐርብን ማእኸላይ ቤ/ፍ/ዲ ከተ መቐለ ኣዚዙ ኣሎ፡፡