ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ

  • ናይ ቤት ፈተነ ኣቁሑት ኬሚካላትን
  • ንላይብረሪ ዝኮኑ ደገፍቲ መፅሓፍቲ
  • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ
  • ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን ንጨንፈር ማእከል ዘገልግሉ ህንፃ መሳርሒ

አወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዊ መቅረቢታት ካብ ዕለት 5/9/2008 ክሳብ 10/09/2008 ሰነድ ጨረታ ካብ ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

ተጫረቲ

  1. ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለዎ
  2. መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት ቲን ናምበር ምስክር ወረቐት የቅርብ
  3. ናይ ፕርፎርማ ሰነድ ከም ዉዕሊ የገልግል በቲ ዝቐረበ እስፐስፊኬሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምረሒ መሰረት ቅፅዓት ይዉሰን
  4. ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ አያገልግልን
  5. ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ንብረት የረክብ
  6. ስልኪ ቁፅሪ 0344400066