ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ፕሮፎርማ/ 04
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ካላማዳርያ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክገዘኦ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልነዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ክማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::
3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም::
4. ናይ መቕረባይነት ምሰክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል::
5. ምሰ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሸም፣ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፓሰታ ካብ ዕለት09/03/2017ዓ/ም ክሳብ 11/03/2016 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4.00 ክትቕርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ::
6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 11/03/2017ዓ/ም ሰዓት 4.00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4.30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::
7. ብእቲ ዝቐርብ ዕራቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን ::
8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን ::
9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን ::
10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ሰራሕ ኣረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::
11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ሰራሕ ብስፈሰፈኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዔ ኣለኩ ::_
12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::
13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::
14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መፅዓኒ መራገፊ ወሲዶም ፎቶኮፒ ኣራቢሖም ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውዕሎም መሰረት ኣታዊ
ዝገብሩ፡፡
15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::
16. አቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትገበር::
17. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፀእካ ምውሳድ ይከኣል::
18. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ → - 03 44-41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግልፂ | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
01 | ካላማደርያ | 2.75.21 | pes | 01 | |||
02 | ካላማደርያ | 4.10.18 | pes | 01 |