ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ

ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግቡኡ ረቋሕታት

ናይ ትምህርቲ ሓገዝ መሳርሕታት አቅረባይነት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

ናይ 2007 ዓ ም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2008 ዓ ም ፍቃድ ዘሐደስኩምን

ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም ናይ 2008 ዓም ዘሐደሱን

ናይ 2008 ዓ ም ዘሐደስኩምን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላየነት ክተቅርቡ እትከእሉ

ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ብዕሊ አሸኒፍኩም ተባሂሎም ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልትታት ቀሪቦም ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብ ሲፒኦ 5000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

ተጫረቲ ኣብ ዝመለእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፊርማን ማሕተምን ክተዕርፋ ይግባእ

ዝርዝር ሰነድ ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 18 ሚያዝያ 2008ዓም ክሳብ 2 ግንቦት 2008 ዓም ብምዕዳግ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ አዉራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክትወሰዱ ትክእሉ

እቲ ጨረታ 3 ግንቦት 2008 ዓ ም ሰዓት 4 00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ መቀለ ይክፈት

ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተኣወጀ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ን 20 መዓልትታት ጥራሕ ይከዉን

ቤት ፅሕፈትና መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ተጫረቲ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500005 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።