ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ገዛ ምዕባለ ኤጀንሲ

ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሞተር ሳይኪል ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 21/2/2017 ዓ/ም ስዓት 9:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2016/2017 ዓ/ም

(TIN) Tax identification Number ዘለኩምን

ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።

ዝርዝር ንብረት/ዓይነት ንብረት/ዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅለላ ዋጋ
ካይኖ ሞተር ሳይኪል 125cc
1ባትሪ12 v 9AMቁፅሪ2
2ሰለቢትዮFuel tank Bmp125ccቁፅሪ1
Kainoo /LIFAN
5ኣምዝራተርBOXER Orginalቁፅሪ2

መተሓሳሰቢ

• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።

• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣

• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።

• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፣