ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝ/ዩ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም
1. ናይ ፅሕፈት መሳርሒኣቁሑት
2. ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት
3. ናይ ህፃናት ምግበ
4. ናይ ዓበይቲ ምግቢ
5. ናይ ስልጠና አቁሑታት
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበእ ረቋሒታት
1. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቃድ ከቅርብ ዝክእል
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (WN NO) ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ ብኣካል ብምምፃእ ምውሳድ ይካአል
5.ተጫረቲ ዘቅርብዎመ ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወ ክክውን ይግባእ
6. ተጫራታይ ሳዓራይ ምኳኑ ከብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ውሽጢ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት አታዊ ክገብር ዝክእል
7. ተጫራታይ ካብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ስፒስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ አይፍቀድን
8. አብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ብቀጥታ ካብ ጨረታ ይስረዝ
9. ተጫረቲ ናይቲ ዝመልእዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
10. ጨረታ ሰነድ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 29/01/2017ዓ.ም ክሳብ 9/02/2017 ዓ.ም ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/02/2017 ዓ.ም ሳዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሳዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶ አብ ዝተረከብሉ አብ ቀበሌ 15 አብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይክውን
11. መክፈቲ ዕለት ቀዳም ሰንበትን እንተዊዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝክፈት ይክውን
12. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ . ዝተሓለወ ምኳኑ