ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 6-
ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ላቫጆ መካይን ብፕሮፎርማ ብምልጣፍ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ቅረብቲ ትካላት
• ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድን መቅረባይነትን ዘለኹም።
• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TN መረዳእታ ከቅርብ ዝኸእል።
• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ አለዎ።
• እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/1/2017 ዓ/ም ክሳብ 23/1/17 ዓ/ም ሰዓት11:30 ሰነድ
ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትኽእሉ።
• ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 24/1/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኸፈት እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን።ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ አለዎም ።
• ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን
• ተሳተፍቲ አብ ከነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ
• ኤጀንስና ዝሓሸ አማራፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻና፣ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 1” ቢሮ ቁፅሪ 105 ከይዲ
ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን ።
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 አብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካኣል።