ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

1 አብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደሊዩ ምልከታ ካበ ዝወፀሉ ዕለት 06/8/2008 ዓ/ም ክሳብ 27/8/2008 ዓ/ም አብ ዘለዉ ናየ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብር ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክትወስዱ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ ከፋላይነት (TIN መረዳእታ) ዘቕርብ VAT ተመዝገባይ ዝኾነ ናይ ለካቲት መጋቢት 2008 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ንተምሃሮ መፃሕፍቲ ሎት 1 ብር 15000 : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2ን : ንናይ ፅሬት ኣቁሑት ሎት 3 ብር 5000 ነንሕድሕድ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክቅርብ (ከትሕዝ) ዝክእል

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ አብ ዝተዳለወ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ብምላእ ብፖስታ ብምዕሻግ አብቲ ዝተገለፀ ጊዜ አብ ቢሮ ኮምፕሌክስ ህንፃ 4ይ ብሎክ 4ይ ፎቅ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይኽእሉ

5 ተጫረቲ ንዝሳሮም ንብረታት አበ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስሩ ይኽእሉ

6 እቲ ጨረታ ሕዳር 27/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ መጋቢት 27/08/2008 ዓም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት

7 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10% መኽበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕለዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል