ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 01
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ናይ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራትን ኤሌትሮኒክሳትን ፅገናታትን ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኤሌትሪኒክስን ፈርኒቸራትን ዝሰርሕሉ : ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉፋ ትኽእሉ/ላ፡፡
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣
➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ TIN ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡፡
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 30/12/2016 ዓ/ም ክሳብ 04/13/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ክተቕርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡
➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 04/13/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት ተዓፂዩ ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 3 ደብሪ ይኽፈት፡፡
➢ ቢሮና ዘዳለዎ ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡
➢ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡
➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ _ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ቢሮና ብምቅራብ ውዕሊ ይኣስር::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ቢሮና ኣብ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ ዝርከብ ኢትዮዽያ ንግዲ ባንኪ 3ይ ደብሪ ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0914751586/በርሀ ደዊልካ
ነጋዶ ዝመልእዎ ሰነድ ናይ ፈርኒቸር ፅገና
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠድምር | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ናይ ፋይል ቁልፊ መስርሒ | ብቁፅሪ | 01 | |||||
2 | ናይ ፋይል ካብኔት ቁልፊ መቐየሪ | ብቁፅሪ | 01 | |||||
3 | ፋይል ካብኔት መልሓሚ | ብቁፅሪ | 01 | |||||
4 | ናይ ብረት ድረወር ቁልፊ መቐየሪ 1ይ ደራጃ | | ብቁፅሪ | 01 | |||||
5 | ናይ ዕንፀይቲ ድሮወር ቁልፊ መቐየሪ 1ይ ደራጃ | ብቁፅሪ | 10 | |||||
6 | ናይ በሪ ቁልፊ መቕረፂ | ብቁፅሪ | 01 | |||||
7 | ዘይቕረፅ ቁዕልፊ ስሊንደር መቐየሪ | ብቁፅሪ | 99 | |||||
8 | ዝቕረፅ ቁልፊ ስሊንደር መቐየሪ 1" ደረጃ | ብቁፅሪ | 01 | |||||
9 | ወንበር ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | |||||
10 | ጠረጴዛ ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | |||||
11 | ሓድሽ ጠረጴዛ ምግጣም | ብቁፅሪ | 01 | |||||
12 | ዝተገጠመ ጠረጴዛ ፈቲሕካ ምግጣም | ብቁፅሪ | 01 | |||||
13 | ናይ ኣሌሚንየም ስሊንደር ዘይቅረዕ ቁዕልፊ ምቅያር ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ብቁፅሪ | 01 | |||||
14 | ኮምፕሊት ናይ ኣሎሚንየም ቁልፊ ምቕ ያር ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ብቁፅሪ | 01 | |||||
15 | ፅገና ናይ በሪ ናይ ኣሌሚንየም | ብቁፅሪ | 01 | |||||
16 | ዝተገጠመ ኣርማድዮ ፈቲሕካ ምግጣም | ብቁፅሪ | 01 | |||||
ጠ ድምር |
ነጋዶ ዝመልእዎ ሰነድ ናይ ኮምፒዩተር ፅገና
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | እስፐስፊኬሽን | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ፎቶ ኮፒ | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | |||||
ሰርቪስ | ብቁፅሪ | 01 | |||||||
2 | ኮምፒዩተር | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | |||||
ሰርቪስ | ብቁፅሪ | 01 | |||||||
3 | ፕሪንተር | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | |||||
ሰርቪስ | ብቁፅሪ | 01 | |||||||
4 | ላፕቶፕ | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | |||||
ሰርቪስ | ብቁፅሪ | 01 | |||||||
5 | ስካነር | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | |||||
ሰርቪስ | ብቁፅሪ | 01 | |||||||
6 | ዲጂታል ፎቶ ካሜራ | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | |||||
ሰርቪስ | ብቁፅሪ | 01 | |||||||
7 | ቢመር | ፅገና | ብቁፅሪ | 01 | |||||
ሰርቪስ | ብቁፅሪ | 01 | |||||||
8 | ዘድሉ ሶፍትዎር ኣብነት ከም ኣንቲ | ምፅዓን | ብቁፅሪ | 01 | |||||
ጠ/ድምር |