ንዘም ንብረታት ክትጫረቱ እትደልዩን ነጋዶ ነጋዶ ዘይኮንኩምን ክፋል ሕብረተሰብ ክትጫረቱ እናዓደምና ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን እናመፃእኩም እናገዛእኩም ክትጫረቱ
1 በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ገዛ ቁፅሪ 9 ምዉሳደ ይከኣል
2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
3 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስተፈለጠ በቅጥታ እቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ገነዘብ ከፊሉ ንብረት ክወስድ ዝክእል እነተዘይወሲዱ ዘትሓዞ ንብረት መከበሪ ጨረታ ናብ ናይ ምንግስቲ ካዝና አታዊ ይከዉን
4 እዚ ምልክታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/11/2016 ዓም ጀሚርኵም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ገዛ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሀሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ
6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/12/2016 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 9/12/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት
7 እዚ ጨረታ እዚ ዝኮነ ሰብ ክጫረት ምካኑ ክንሕብር ንፈቱ
8 ንብረት ክርኢ ዝደሊ ተጫራታይ ኣብ ዝኮነ ናይ ስራሕ ሰዓት ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዝዕፀወሉ ዕለት እናመፀ ምርኣይ ይክእል
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672 0920877411