ንማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ

ምክታ ግልፂ ጨታ

ንማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተርያ/ክበብ/ ኣድላይ ኮይኑ ስለ ዝተረኸበ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ካፍተርያ ወይ ክበብ ግልጋሎት ዝህቡ ዝስዕብ ረቋሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም::

1. ተጫቲ ናይ 2016 ኣ/ግ ግብሪ ዝከፈሉንግዲፍቃድ ዘሐደሱ ኮይኖምሰነ ድፎቶ ኮፒኣተሓተ ከቅርብዝከእል

2. ብትካል ደረጃ ክስርሕ ዝክእል GB WIFI ከእቱ /ከማልእ/ ይግባእ

3. DASTV ዘማልእ/ግልጋሎት / ከተኣታትው ዝክእል

4. ኣብ ምክልካል ጆነሳይድ ትግራይ ዝተሳተፈ ምኳኑ ድጋፍ ከቅርብ ዝክእል

5. ተጫረቲ ኣብ ዘእትውዎ ሰነድ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ንሓደ ዘቅርብዎ ዋጋ ጥራሕ መሊኦምን ፈሪሞምን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከረክቡ ይግባእ

6. ተጫረቲ ብማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ብዝተዳለወ መምልኢ ዋጋ ኣብ ባዕሉ መሊእኩም ካብ ዕለት 26/10/2016 ኣ/ግ ጀሚርኩም ክሳብ 02/11/2016 ኣ/ግ ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዘ ኣብ ጨረታ ኮሚቴ ዝተዳለወ ሳጥን ጨረታ ክተእትዉ ይግባእ

7. እቲ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለውሉ ዕለት 28/10/2016 ኣ/ግ ቅድሚ ሳዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሳዓት 4:00 ይክፈት

8. ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል እቲ ሰነድ ካብ ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ጨረታ ኮሚቴ ክወስዱ ይግባእ

9. ተጫረቲ ማህተም ዘለዎ ምሉእ ኣድራሸኦምን ስልኪ ቁፅሮምን ከቀምጡ ይግባእ

10. ተጫረቲ ኣብ ኣመላልኣ ዋጋ ንዝፍጠር ጌጋ ተቀባልነት ከምዘይብሉ ፈሊጥኩም ብጥንቃቀ ክትመልኡ ይግባእ

11. ቅድሚ ሕዚ ተጫሪቱ ግልጋሎት እናሃበ ዝፀነሐ ኣካል ብባዕሉ ይኩን ብውክልና ምጭራት ኣይፍቀድን

12. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብከፊል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉሕልው እዩ

ሓበሬታ እትደልዩ 0993657225/0920868265 ደውሉ