ምልክታ ግልፂ ጨረታ
መቐለ ቤት ህንፀት ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ምስ ኽምግብ ንዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ አብዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ ብናይ ሆቴል ወይ ቤት ቁርሲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቅረባይነትን : ከምኡ ድማ ናይ ቫት ዝተመዝገበሉን ናይዚ ሰለስተ ወርሒ ድክሌር : ዝገበረሉን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለዪ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን ነንሕድሕዱ ኮፒ ገይሮም ከቕርቡ ኣለዎም
2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ተመሊኡ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ : ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ( ፌርማን - ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ብፖስጣ ብምዕሻግ : ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ : ሳፁን ፡ ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይኸእሉ
3/ ተጫረቲ ጨረታ | ቅድሚ ምኸፋቱ መኸበሪ ጨረታ 50000 ብር ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
4/ ጨረታ ሰዓራይ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ድሕሪ – 3ተ ናይ ጥርዓን መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ መፂኡ ውዕል ካስር አለዎ በቲ ዝተጠቐሰ መዓልቲ ዉዕል እንተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መኽበሪ - ጨረታ ናብናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ተገይሩ እቲ ቢሮ ከሊእ መማረፂ ክወስድ ይኽእል እዩ
5/ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ምስ መምርሒ ተጫረቲ ዝገልፅ ካብ ዕለት 14/10/2016ዓ/ምዓ/ም ክሳብ 28/10/2016ዓ/ም ሰዓት 3.00 ዘይምለስ 200ብር ( እናኸፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይኽእሉ እቲ ጨረታ ዕለት 28/10/2016ዓ/ም ሳዓት 3.30 ተዓፅዩ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ | ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸብሉ ይኸፈት።
6/ ተጫረቲ ኣብዚ ዝኾነ ሓሳብ እንተሃሊዎም ኣቐዲሞም ብፅሑፍ ክሓቱ ይኽእሉ እዮም ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን
ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኹን ሓሳብ ግን ተቕባልነት የብሉን ብተወሳኺ ምጭብርባር - ዝገበረ ተወዳዳሪ ካብ ዉድድር ዉድቂ ተገይሩ ዘትሓዞ መኽበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ከምዝግበር ክፍለጥ ኣለዎ
7/ ሰዓሪ - ዝኾነ ተወዳዳሪ ካብ ጠቕላላ ናይ ወርሒ ዝኸፈሎ ብር 10‰መኽበሪ ዉዕሊ ዘትሕዝ ኮይኑ ንዘቕርቦ ግልጋሎት ምግቢ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000ብር እንተኾይኑ 2%ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይኸፍል
8/ ናይዚ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኾነ ተወዳዳሪ ካብ ውዕሊ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ መሳርሒ ንብረታትን ሰራሕተኛታት ይኹን ከሊእ ወፃእታት ብባዕሉ ይሽፈን ናይ መብራህትን ማይን ክፍሊት ዝምልከት ግን ብመስራቤት ዝሽፈን ይኸዉን
9/ ሒሳብ ኣካፋፍላ ዝምልከት ኣብ መጨረሻ ወርሒ ኮይኑ ከከም አድላይነቱ በቢክልተ ሰሙን ሒሳብ ምክፍል ይካኣል መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ_እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡ ናን ኣብያተ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ብስልኪ 0914120805 / 0942659419 ምሕታት ይከኣል። ቤትሁንለት መቐለ